ዋንጫ ዓለም 2018፡ 11 ወትሩ ብሉፃት ኣፍሪቃውያን ኣብ ዋንጫ ዓለም
ሩስያ ኣብ እተሰናድኦ ዋንጫ ዓለም 2018 ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ እየን።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍሉይ ብቕዓት ዝነበሮም ኣፍሪቃውያን ተፃወትቲ ከምዝተርኣዩ ይዝከር።
ነቲ ናይ ምድማር (+) ምልክት ጠዊቕኩም፡ ካብቲ ዝተዳለወ ዝርዝር ወትሩ ብሉፅ እትብልዎ ተፃዋቲ ሕረዩ።
ሕርያኹም ናብ መሓዙትኩም ኣባፅሑ፤ ብዛዕባ እቶም ዝሓረኹምዎም ተፃወትቲ ድማ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ዝርከቡሉ ደረጃ ፍለጡ።
ይቕሬታ፡ በራውዘርኩም በዚ ኣይተደገፈን
ተኸላኸላይ ምረጹ
እቲ ሓበሬታ ተቐይሩ ኣሎ። ብኽብረትኩም ጋንትኦም የሐድሱ
An offensive profile
ጋንታኹም
ጋንታ ብጾትኩም
ምጥቃዕ
0%
0%
ምክልኻል
0%
0%
ስነ ምግባር
0%
0%
ልምዲ
0%
0%
| # | ተጻወትቲ | ሽቶታት |
|---|
| # | ሽቶታት | ተጻወትቲ |
|---|
ምስጋና
ብኦላዋሌ ማሎሞ ተዳሊዩ፣ ብኦለኒኢ አዴቢምፔ ተቀሪጹ፣ ብሁጎ ዊሊያምስ ቀሪቡ





![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)


