ዒባ ከብቲ ብምድርባይ ፖሊሲ መንግስቲ ዝቃወሙ ተመሃሮ

ንባብ: 1 ደቓይቕ

ኣብ ኢንዶኖዥያ፡ ተመሃሮ ፕረዚደንት እታ ሃገር ባጀት ትምህርቲ ቈሪጽዎ ብዝብል ኣንጻር መንግስቲ ዒባ ከብቲ ብምድርባይ ተቓውምኦም ይገልጹ።