ጥራሕ ነብሰይ ተሳኢለ ክሰደሉ ሓቲቱኒ ሰዲደሉ

ንባብ: 1 ደቓይቕ

ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድመአን ንኣሽቱ ደቀንስትዮ ብነጋዶ ጾታዊ ርክባት ይብዝበዛ ከምዘለዋ ቢቢሲ ዝረኸቦ ሓበሬታ የመልክት።