บทเรียน 1: Essential English Conversation
เลือกบทเรียน
- 1 Essential English Conversation
- 2 Essential English Conversation
- 3 Unit 3
- 4 Unit 4
- 5 Unit 5
- 6 Unit 6
- 7 Unit 7
- 8 Unit 8
- 9 Unit 9
- 10 Unit 10
- 11 Unit 11
- 12 Unit 12
- 13 Unit 13
- 14 Unit 14
- 15 Unit 15
- 16 Unit 16
- 17 Unit 17
- 18 Unit 18
- 19 Unit 19
- 20 Unit 20
- 21 Unit 21
- 22 Unit 22
- 23 Unit 23
- 24 Unit 24
- 25 Unit 25
- 26 Unit 26
- 27 Unit 27
- 28 Unit 28
- 29 Unit 29
- 30 Unit 30
- 31 Unit 31
- 32 Unit 32
- 33 Unit 33
- 34 Unit 34
- 35 Unit 35
- 36 Unit 36
- 37 Unit 37
- 38 Unit 38
- 39 Unit 39
- 40 Unit 40
บทเรียนย่อย 8
Listen to find out how to ask how old somebody is.
ንሓደ ሰብ ዕድሚኡ ክንደይ ምዃኑ ከመይ ኢልኩም ከም እትውከስዎ ንምፍላጥ ተኸታተሉ።
คะแนนจากบทเรียนย่อย 8
0 / 3
- 0 / 3แบบฝึกหัด 1
แบบฝึกหัด 1
How old are you?
Listen to find out how to ask how old somebody is.
ንሓደ ሰብ ዕድሚኡ ክንደይ ምዃኑ ከመይ ኢልኩም ከም እትውከስዎ ንምፍላጥ ተኸታተሉ።
Listen to the audio and take the quiz. ነቲ ዝተመልአ ድምጺ ድሕሪ ምስማዕ ነቲ ዝስዕብ ፈተና ዉሰዱ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፤ እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። እዚ ንተምሃሮ ቋንቋ እንግሊዘኛ ኣዝዩ ኣድላዪ ዝዀነ መደብ’ዩ። ኣነ... እበሃል፣ ኣብ’ዚ ክፋል’ዚ ንሰባት ዕድሚኦም ክንደይ ምዃኑ ከመይ ኢልና ከም እንውከሶም ክትመሃሩ ኢኹም።
ሕጂ ክልተ ሰባት ንሓድሕዶም ብዛዕባ ዕድሚኦም ክተሓተቱ ከለዉ ስምዑዎም።
Gina
How old are you?
Tom
I’m thirty-five. How about you?
Gina
I’m twenty-three.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝብል እንተመሲሉ ኣይትሻቐሉ። እዚ ምይይጥ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱሉ ክንሕግዘኩም ኢና።
ብመጀመርታ ጂና ንቶም ‘ዕድሜኻ ክንደይ’ዩ?’ ኢላ ሓተተቶ። ‘How old are you?’ ንቕድም ነቲ ሓረግ ጽን ኢልኩም ስምዑዎ፡ ድሓር ድገሙ።
How old are you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቶም ከኣ ‘ኣነ ዕድመይ ሰላሳን-ሓሙሽተን’ዩ’ በለ ‘I’m thirty-five’. ዕድሜና ክንነግር ከሎና ‘I’m…’ ዝብል መግልጽ-ሓሳብ ንጥቀም። ብኣሃዛት ምግላጽ ቀሊል’ዩ። ድሕሪ ዓሰርተ-ሓደ፡ ዓሰርተ-ክልተ ‘eleven and twelve’ እቶም ካብ 13 ክሳብ 19 ዘሎዉ ኣሃዛት ብ ‘teen’ ኢዮም ዝውድኡ። ስለዚ ከምዚ ዝስዕብ ንብል...
ዓሰርተ-ሓደ Eleven
ዓሰርተ-ክልተ Twelve
ዓሰርተ-ሰለስተ Thirteen
ዓሰርተ-ኣርባዕተ Fourteen
ዓሰርተ-ሓሙሽተ Fifteen
ዓሰርተ-ሽድሽተ Sixteen
ዓሰርተ-ሸውዓተ Seventeen
ዓሰርተ-ሸሞንተ Eighteen
ዓሰርተ-ትሽዓተ Nineteen
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
25 ንምግላጽ ‘ዕስራ’ ምስ ‘ሓሙሽተ’ ምስ እነላግቦም ‘ዕስራን-ሓሙሽተን’ ‘twenty-five’ ክንብል ንኽእል። ብተመሳሳሊ ኣገባብ፡ 47 ንምግላጽ ‘ኣርብዓ’ ምስ ‘ሸውዓተ’ ኣላጊብና ‘ኣርብዓን-ሸውዓተን’ ‘forty seven’ ክንብል ንኽእል።
ኣሃዛት ዕስራ ክሳብ ተስዓ ከም’ዞም ዝስዕቡ’ዮም...
ዕስራ Twenty
ሰላሳ Thirty
ኣርብዓ Forty
ሓምሳ Fifty
ስሳ Sixty
ሰብዓ Seventy
ሰማንያ Eighty
ተስዓ Ninety
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣስዒቡ ቶም “ኣነ (ዕድመይ) ሰላሳን-ሓሙሽተን’ዩ” በለ። ‘I’m thirty-five.’ ንቕድም ስምዑ ድሓር ድገሙ።
I’m thirty-five.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቶም ነቲ ሕቶ ትቕብል ኣቢሉ ‘ንስኺ ኸ?’ ‘How about you?’ ኢሉ ብምሕታት መለሰ።
ንቅድም ስምዑ ድሓር ድገሙ።
How about you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብ መጨረሽታ ጂና ን ቶም ዕድሚኣ ዕስራን ሰለስተን ምዃኑ ነገረቶ። ‘I’m twenty-three’. ንቕድም ሰሚዕኩም ድሓር ድገሙ።
I’m twenty-three.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ! ከም መፈተንታ’ምበኣር ኻልኦት ሰባት ብዛዕባ ዕድሚኦም ክዛረቡ ከለዉ ስምዑዎም።
How old are you?
I’m seventeen. How about you?
I’m sixteen.
How old are you?
I’m fifty-eight. How about you?
I’m seventy-four.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ዝተማሃርኩምዎ ክሳብ ክንደይ ከም እትዝክሩ እስከ ንርአ። ነቶም ሓረጋት ብቋንቋኹም ምስ ሰማዕኩም ናብ እንግሊዘኛ ተርጕምኩም ኣቕርቡዎም።
ክንደይ’ዩ ዕድሜኻ?
How old are you?
ኣነ ዕድመይ ሰላሳን-ሓሙሽተን’ዩ። ንስኺ ኸ?
I’m thirty-five. How about you?
ኣነ ዕድመይ ዕስራን-ሰለስተን’ዩ።
I’m twenty-three.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ! ናይ ሎሚ ቀንዲ መግለጽ-ሓሳባት ንምኽላስ ንብምልኡ’ቲ ምይይጥ ደጊምኩም ስምዑዎ።
Gina
How old are you?
Tom
I’m thirty-five. How about you?
Gina
I’m twenty-three.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ሕጂ’ምበኣር ብእንግሊዘኛ ንሰባት ዕድሚኦም ክንደይ ምዃኑ ክትውከሱዎም ትኽእሉ። ንዝተማሃርኩምዎ ደጋጊምኩም ምልምማድ ኣይትረስዑ። መሓዛ ኣናዲኹም ብእንግሊዘኛ ዕድሚኦም ክንደይ ምዃኑ ተወከሱዎም።
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English Conversations የራኽበና። Bye for now!
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ናይቲ ሕቶ ቅኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከም ዝተምሃርኩም ርእስኩም ገምግሙ።
How old are you?
3 Questions
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ኣነ እየ / ንሱ እዩ / ንስኻ ________Question 1 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ሰለስተ ፊደላትQuestion 2 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ነቲ ናይ መወዳእታ ኣሃዝ ኣስተውዕልሉQuestion 3 of 3
Excellent! เยี่ยม! แย่หน่อย! คุณทำคะแนนได้:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብቲ ጠቓሚ ቋንቋ እትመሃርሉን ናይ ምስማዕ ክእለትኩም እትለማመድሉን ዝቕጽል መደብ Essential English የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
Session Vocabulary
How old are you?
ክንደይ’ዩ ዕድሜኻ/ዕድሜኺ?I’m ______.
ኣነ ______ (እዩ ዕድመይ)።How about you?
ንስኻ'ኸ/ንስኺ'ኸ?eleven
ዓሰርተ-ሓደ
twelve
ዓሰርተ-ክልተ
thirteen
ዓሰርተ-ሰለስተ
fourteen
ዓሰርተ-ኣርባዕተ
fifteen
ዓሰርተ-ሓሙሽተ
sixteen
ዓሰርተ-ሽድሽተ
seventeen
ዓሰርተ-ሸውዓተ
eighteen
ዓሰርተ-ሸሞንተ
nineteen
ዓሰርተ-ትሽዓተ
twenty
ዕስራ