บทเรียน 1: Essential English Conversation
เลือกบทเรียน
- 1 Essential English Conversation
- 2 Essential English Conversation
- 3 Unit 3
- 4 Unit 4
- 5 Unit 5
- 6 Unit 6
- 7 Unit 7
- 8 Unit 8
- 9 Unit 9
- 10 Unit 10
- 11 Unit 11
- 12 Unit 12
- 13 Unit 13
- 14 Unit 14
- 15 Unit 15
- 16 Unit 16
- 17 Unit 17
- 18 Unit 18
- 19 Unit 19
- 20 Unit 20
- 21 Unit 21
- 22 Unit 22
- 23 Unit 23
- 24 Unit 24
- 25 Unit 25
- 26 Unit 26
- 27 Unit 27
- 28 Unit 28
- 29 Unit 29
- 30 Unit 30
- 31 Unit 31
- 32 Unit 32
- 33 Unit 33
- 34 Unit 34
- 35 Unit 35
- 36 Unit 36
- 37 Unit 37
- 38 Unit 38
- 39 Unit 39
- 40 Unit 40
บทเรียนย่อย 25
Listen to find out how to use what we have learned in the last four lessons.
ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ክፋላት እንታይ ከምዝተማሃርኩም ክትፈልጡ ብጽሞና ተኸታተሉ።
คะแนนจากบทเรียนย่อย 25
0 / 3
- 0 / 3แบบฝึกหัด 1
แบบฝึกหัด 1
Food: Review
Listen to find out how to use what we have learned in the last four lessons.
ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ክፋላት እንታይ ከምዝተማሃርኩም ክትፈልጡ ብጽሞና ተኸታተሉ።
Listen to the audio and take the quiz. ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ ነዚ ተቐሪቡ ዘሎ ፈተና ስርሑ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም: እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። ። እዚ ንተምሃሮ ቋንቋ እንግሊዘኛ ኣዝዩ ኣድላዪ ዝዀነ መደብ’ዩ። ኣነ ተኽለማሪያም በኪት እየ።
ኣብዚ ክፋል እዚ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ክፋላት ንዝተማሃርናዮ ልምምድ ክንገብር ኢና። ነዞም ዝስዕቡ ኣርእስትታት ሰብ ዝፈትዎ መግቢ ምሕታት፡ከመይ ጌርካ ቤት ብልዒ መግቢ ትእዝዝ፡ ከመይ ጌርካ ካብ ዕዳጋመግቢ ትሽምት፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ ዝተፈላለዩ መግብታት ተማሂርና ኔርና።
እስከ ነዚ ዝስዕብ ዝርርብ ጽን ኢልና ንስማዕ። ኣብዛ ቀዳመይቲ ክፋል ክልተ ሰባት ብዛዕባ ዝፈትዉዎ መግቢ ይዛረቡ ኣለዉ።
Sarah
Hi Ben. What’s your favourite food?
Ben
My favourite food is lamb.
Sarah
What do you eat for dinner?
Ben
I usually eat vegetable stew for dinner.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ሓደ ሰብ ካብ ዕዳጋ መግቢ ክገዝእ እንከሎ ንስማዕ።
Ben
How can I help you?
Sarah
Can I have a kilo of peppers?
Ben
That’s £3.50.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ማዕረ ክንደይ ትዝክሩ? ሕጂ ነዛ ሓጻር ፈተና ክትፍተኑ ኢኹም። ቅድሚ ነታ መልሲ ምስማዕኩም ንኽትሓስቡ ግዜ ክወሃበኩም ኢዩ፡
ሐራይ እምበኣር ቀዳመይቲ ሕቶ፡ ብእንግሊዝኛ እትፈትዎ መግቢ እንታይ እዩ? ብኸመይ ትብሎ።
What’s your favourite food?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ፥ ዝፈትዎ ዓይነት መግቢ ስጋ ዕየት ‘lamb’ እዩ። ብእንግሊዝኛ በሉ።
My favourite food is lamb.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ፡ ብእንግሊዝኛ ንድራር እንታይ ትበልዕ ኢልኩም ሕተቱ።
What do you eat for dinner?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብእንግሊዝኛ ብዙሕ ግዜ ጸብሒ ሓምሊ ‘vegetable stew’ ይበልዕ። በሉ።
I usually eat vegetable stew for dinner.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ፡ እንታይ ክሰምዓካ? ኢልኩም ሕተቱ።
How can I help you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቀጺልና፡ ብእንግሊዝኛ ሓደ ኪሎ በርበረዶ ‘peppers’ ምሃብካኒ? በሉ
Can I have a kilo of peppers?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ዋግኡ 3.50 ፓውንድ እዩ በሉ
That’s £3.50.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ። እዚ ምይይጥ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱሉ ክንሕግዘኩም ኢና።
ስለዚ ነዘን ዝስዕባ ሓሳባት ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ድገምወን።
What’s your favourite food?
My favourite food is lamb.
What do you eat for dinner?
I usually eat vegetable stew for dinner.
How can I help you?
Can I have a kilo of peppers?
That’s £3.50.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቅ! ሕጂ ናይ ብምልኡ ዝርርብ ልምምድ ክትገብሩ ኢኹም። ን ‘በን’ መልስኹም እናሃብኩም ልምምድ ግበሩ።
What’s your favourite food?
What do you eat for dinner?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ኣብ ዕዳጋ ከም ዘለኹም ጌርኩም ሕሰቡ። ን ‘በን’ መልሲ እናሃብኹም ልምምድ ግበሩ።
How can I help you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ! ሕጂ ነቲ ዝርርብ ደጊምኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ኣርሙ።
Sarah
Hi Ben. What’s your favourite food?
Ben
My favourite food is lamb.
Sarah
What do you eat for dinner?
Ben
I usually eat vegetable stew for dinner.
Ben
How can I help you?
Sarah
Can I have a kilo of peppers?
Ben
That’s £3.50.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ ስራሕ! ሕጂ፡ ብቋንቋ እንግሊዝኛ፡ ንሓደ ሰብ ዝፈትዎ ዓይነት መግቢ ምሕታት፤ ከመይ ጌርካ ኣብ ቤት ብልዒ መግቢ ትእዝዝ፡ ከመይ ጌርካ ካብ ዕዳጋ መግቢ ትሽምት፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ዓይነት መግብታት ምዝራብ ክኢልኩም ኣለኹም።
ኣብ ዝቕጽል መደብ ብእንግሊዝኛ የራኽበና። Bye!
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the questions.
ነቲ ቕኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከም ዝተማሃርኩም ነብስኹም ገምግሙ።
Food: Review ግምገማ መግቢ
3 Questions
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ መረጹ።
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ መረጹ።
คำใบ้
እዚ ሕቶ’ዚ ብዛዕባ ርእይቶ ይሓትት ኣሎ።Question 1 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ መረጹ።
คำใบ้
እዚ ብዛዕባ ሐገዝ ምውፋይ ይሓትት ኣሎ።Question 2 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ መረጹ።
คำใบ้
እዚ ሕቶ መብዛሕትኡ ግዜ እንታይ ከምዝገብሩ ይሓትት ኣሎ።Question 3 of 3
Excellent! เยี่ยม! แย่หน่อย! คุณทำคะแนนได้:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English ኣገደስቲ ናይ አንግሊዘኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ም ብሰላም የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
Session Vocabulary
What’s your favourite food?
ትፈትዎ ዓይነት መግቢ እንታይ’ዩ።
My favourite food is ______.
ትፈትዎ ዓይነት ______ እዩ።
What do you eat for dinner?
ኣብ ድራር እንታይ ዓይነት መግቢ ትበልዕ?
I eat ______ for dinner.
ንድራር ______ ይበልዕ።
How can I help you?
እንታይ ክሕግዘካ/ክሰምዓካ?
Can I have the ______?
______ ምሃብካኒ።
That’s ______ all together.
______ ብሓንሳብ ሃበኒ።