ዘይሕጋውያን ሓረስቶት ሓሺሽ ኬንያ፡ ዝፈጠርዎ ባርዕ መሮር፡ ጫካ ኣርቃይ የብርስ

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

እቲ ባርዕ መሮር ብዘይሕጋውያን ሓረስቶ ሓሺሽ ከም ዝተጀመረ ዝእመነሉ ኮይኑ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸር ክታራት ጫካ ኣርቃይ እናብረሰ ይርከብ።

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

እቲ ባርዕ ሓዊ፡ ከባቢ 80 ትርብዒት ኪሎሚትር ዝሽፍን ቦታታት ዘቃጸለ ክኸውን ከሎ፡ ንዓመታት ተሓዚኡ ዝነበረ ኣግራብ ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ይርከብ።

ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝገፍሐ ተፈጥሮኣዊ ናይ ኣርቃይ ጫካ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኢዩ ዝርከብ። ጸብጻባት ከም ዘርእይዎ፡ 3-4 ሚእታዊት ናይ ዓለምና ኣርቃይ ጫካ ኣብዚ ከባቢ እዩ ዝርከብ።

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

እዚ ሃልሃልታ ሓዊ ቕድሚ 6 መዓልቲ ዝተጀመረ ኮይኑ፡ ብሰንኪ ሓያል ሙቐትን ንፋስን እናተዘርገሐ ይኸይድ ኣሎ።

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ኬንያ ክንድ'ዚ ዝኣክል መጠን ዘለዎ ባርዕ ክትቆጻጸረሉ እትኽእል ዓቕማ ድሩት እዩ።

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ምንጪ ስእሊ, Bobby Neptune

ስእሊ፡ Bobby Neptune