ኣሓት ህዝብታት ኣብ ምብዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብስእሊ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ኣንጊሆም ኣብ ግንባር ቡሬ ብምርኻብ ንመስመር ቡሬ ማንዳ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ናብቲ በዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብሓባር ዝኽበረሉ ዘሎ ዛላምበሳ ተጸምቢሮም።

መግለጺ ስእሊ, ተፈላልዩ ዝጸንሐ ህዝቢ ብምርኻቡ ሓጎሱ ይገልጽ
መግለጺ ስእሊ, ዳግም እንክራኸባ ሓጎሰን ብንብዓት ዝገልጻ ኣዴታት

ምንጪ ስእሊ, FITSUM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቡሬ
መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ኣጋይሹ ንምቕባል ኣብ ምጽባይ
መግለጺ ስእሊ, ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ምስ ሓለፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣቶ ሓለፎም ረዳእን ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣቶ ሽሻይ መረሳ
መግለጺ ስእሊ, ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራዉያን ሒዘን ካብ ዝሰገራ ኣዉቶብሳት
መግለጺ ስእሊ, ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ኣንስቲ
መግለጺ ስእሊ, ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ

ምንጪ ስእሊ, Tigray TV

መግለጺ ስእሊ, ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤለ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣቶ ደመቀ መኮነን

ምንጪ ስእሊ, Tigray TV

መግለጺ ስእሊ, በግማል ዝሰገሩ ኤርትራዉያን
መግለጺ ስእሊ, ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ነበርቲ ዛላምበሳ