ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዓፀወ ኤምባሲ ኤርትራ ዝነበረ ንብረት መሊሳ

መግለጺ ስእሊ, ቅድሚ 20 ዓመት ዝተዓፀወ ዓራት
መግለጺ ስእሊ, ዝኣረጋን ን20 ዓመታት ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ዝፀንሓ መኻይን ኤምባሲ ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ የገልግሉ ዝነበሩ ሶፋታት፣ መግቢ ዝቐርበሉ ሰደቓ (ጣውላ መኣዲ)ን ካልኦት ኣቑሑትን
መግለጺ ስእሊ, ኣብቲ ኤምባሲ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቑሑን ስእልታት ስድራ ኣባላት እቲ ኤምባስን

ኣብ ምኽፋት ኤምባሲ ካብ ዝተወሰዱ ስእልታት

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ዝነበረ ንብረት እናተረከበ