እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ትራምፕ፡ ኢራን ዝርርብ ከም ዝተኻየደ ክትኣምን 'ፈሪሓ'ያ ክብል ከሎ፡ ቴህራን ነጺጋቶ
ዶናልድ ትራምፕ መራሕቲ ኢራን ምስ ኣመሪካ ይዘራረቡ ከም ዘለዉ ንምእማን "ፈሪሖም" ኢሉ። እቲ ፕረዚደንት፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ዓባስ ኣራግቺ ንመንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኢራን "ንሕጂ ክትዘራረብ ሓሳብ ከም ዘይብላን" እታ ሃገር ንነብሳ "ክትከላኸል" ምዃናን ድሕሪ ምግላጹ'ዩ ነዚ ርእይቶ ሂቡ።
ጽማቝ ሓበሬታ
- ኢራን፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ራዕዲ ንምፍጣር ብኸመይ'ያ ሕሱራት ድሮናት ትቀጥም ዘላ?
- ኲናት ኢራን ብኸመይ'ዩ ጀሚሩ፤ ድሕሪኡኸ እንታይ'ዩ ክኸውን?
- ኲናት ኢራን ንኪም ጆንግ ኡንን ሰሜን ኮርያን የስግእ ድዩ?
- ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ኲናት ኢራን ሕጂ'ውን ብሓባር ዶ ኣለዋ?
- ኣብ እዋን ኲናት፡ ነፈርቲ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብኸመይ'የን ዝበራ?
- ማይ፡ ኣብ ውግእ ኣመሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ከም መሳርሒ ኲናት ውዒሉ ድዩ?
- ካብ ኵናት ኢራን፡ ኣየኖት ሃገራት'የን ክኸስባ፡ በዓል መንከ ዝያዳ ይህሰያ?