ዝኽሪ 10ይ ዓመት ግዳያት ላምፐዱሳ ብስእሊ
ልክዕ ከምዛ ሎሚ - ሓሙስ 03 ጥቅምቲ 2013፡ ካብ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ቈሪጾም ናብ ኢጣልያ እናሰገሩ፡ 368 ኤርትራውያን ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ብሓደጋ ጃልባ ዝሞቱሉ ኣስካሕካሒ ፍጻመ፡ 10 ዓመቱ ኣቝጺሩ ኣሎ።
ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ናብታ ደሴት ብምኻድ ንዝካየድ ዘሎ መደባት ዝኽሪ ብስእሊ ኣሰንዮም ሰዲዶምልና ኣለዉ።
ዜናታት
ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
ዝያዳ ዝተነበ
Content is not available
{{rankTranslation}}