ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብስእሊ

ሎሚ ቀዳም 11 ጥሪ 2016 ኣቈጻጽራ ግእዝ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓል ጥምቀት ይኽበር ኣሎ።

ካብ ዝተፈላለየ ክፋላት ኢትዮጵያን ካብ ኤርትራን ከምኡ'ውን ካብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ነቲ በዓል ዘንጸባርቕ ስእልታት ነዚ ይመስል።

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ ማይ ጥምቀት
መግለጺ ስእሊ, በዓል ዝኽሪ ጥምቀት የሱስ ክርስቶስ ኣብ መቐለ ኣብ ባሕረ ጥምቀት ሰውሒ ንጉስ ተኸቢሩ።
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ ባሕረ ጥምቀት ሰውሒ ንጉስ መቐለ: ድሕሪ ሰለስተ ዓመት እዩ ዝኽበር ዘሎ።

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ጐንደር
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዳማ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ናይሮቢ

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ናይሮቢ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ