‘ምበላዕኽሞምዶ’ - ኣዛነይቲ ምስልታት ህይወት ዘገዳም

ምንጪ ስእሊ, Liza Adamczewski

ኣብዚ ሰሙን ክልተ በዓላት ብድምቀት ተኸቢሮም ኣለዉ።

በዓል ክበሃል ከሎ ካብ ዝለዓሉ መግብታት ሓደ ድማ ኬክ’ዩ። ከም ኬክ ዝኣመሰሉ ምቁራት መግብታት ዘይበልዑ እምበር ዘይፈትዉ ሰባት ሒደት’ዮም።

ንሎሚ ብኣምሳል እንስሳታትን ህይወትን ዘገዳም ዝተሰርሑ ምስልታት ንዕድመኩም።

ቢቢሲ ህይወት ዘገዳም፡ ተኸታተልቱ ህይወት ዘገዳም ዘርእዩ ኬካት ከካፍሉ ድሕሪ ምሕታቱ ካብ ኣንበብቲ ዝቐረቡ ኣሳእል ኬካት እዮም።

በሉ፡ በዞም መሰጥቲን ብዛዕባ ተፈጥሮ ንክንሓስብ ዝድርኹን ኣሳእል ተዛነዩ።

ምንጪ ስእሊ, MothMighty

መግለጺ ስእሊ, ሞዝማይቲ፡ ወዳ ንፈለማ እዋን ምስ ተመን ብዝነበሮ ተሞክሮ ተደፋፊኣ ዝሰኣለታ እያ

ምንጪ ስእሊ, Swimming Head Productions

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስዊሚንግ ሄድ ፕሮዳክሽንስ ዝሰርሑ ናይ ባሕሪ ተመራመርቲ ስነ ህይወት ዘዳለውዎ ናይ መርዓ ኬክ

ምንጪ ስእሊ, Fiona Merredew

መግለጺ ስእሊ, ብእንስሳ ዘገዳም ዝተመሰለ ናይ ልደት ኬክ ብፊዮና መርደው

ምንጪ ስእሊ, Conservation Ecology Group at Durham University

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ

ምንጪ ስእሊ, Conservation Ecology Group at Durham University

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ

ምንጪ ስእሊ, Dr Natalie Lawrence

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዑፍ ገነት ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ

ምንጪ ስእሊ, Dr Natalie Lawrence

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዶዶ ዑፍ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ

ምንጪ ስእሊ, Dr Natalie Lawrence

መግለጺ ስእሊ, ኬክ በላዕ ፍልሖ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ

ምንጪ ስእሊ, Janine Wilkins Sanderson

መግለጺ ስእሊ, ኬክ እንቁርዖብ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን

ምንጪ ስእሊ, Janine Wilkins Sanderson

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዘራፍ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን

ምንጪ ስእሊ, Janine Wilkins Sanderson

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ማንቲለ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን

ምንጪ ስእሊ, Janine Wilkins Sanderson

መግለጺ ስእሊ, ህይወት ዘገዳም ዘመልክት ናይ መርዓ ኬክ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን

ምንጪ ስእሊ, Llama Travel

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ላማ (ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ እንስሳ መጽዓን) ብላማ ትራቭል

ምንጪ ስእሊ, Louise Evans

መግለጺ ስእሊ, ኬክ ደርሆ ብሉዊስ ኢቫንስ

ምንጪ ስእሊ, Liza Adamczewski

መግለጺ ስእሊ, ብዙሕነት ህይወት ዘመልክት ኬክ ብሊዛ ኣዳምቸቭስኪ