ካብ ቢንያም ግርማይ ክሳብ ሕብረተሰብ ቦዲ፡ ውቅባት ኣሳእል ኣፍሪቃ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ቢንያም ግርማይ ዙር ፈረንሳ 2025 ንዝበለጸ መንእሰይ ንእትውሃብ ጻዕዳ ማልያ ወኒኑ
ንባብ: 2 ደቓይቕ

ምንጪ ስእሊ, TIGABU GOROG

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ሰላማጎ ዝርከቡ ሕብረተሰብ ቦዲ ግን ሓድሽ ዓመቶም ንምቕባል ንነብሶም ኣዐርዮም ይቕልብዋ

ምንጪ ስእሊ, FETHI BELAID / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ቱኒዝያ ማዕበል ሙቐት ኣብ ዘጋጥመሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰኣት ናብ ባሕሪ ይዘሉ

ምንጪ ስእሊ, OLYMPIA DE MAISMONT / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ኣብ መጻወቲ ህጻናት

ምንጪ ስእሊ, OLYMPIA DE MAISMONT / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, እዚ ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ዝርከብ መዘናግዒ ቦታ ቅድሚ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ዝተኸፍተ እዩ

ምንጪ ስእሊ, PHILIMON BULAWAYO / REUTERS

መግለጺ ስእሊ, ብቀዳም ኣብ ዚምባብወ ዝተኻየደ ውድድር ኣልቢኒዝም

ምንጪ ስእሊ, HENRY NICHOLLS / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ቱኒዝያዊት ኦንስ ጃቡር ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሻምፕዮን ቴኒስ ዊምብለደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ

ምንጪ ስእሊ, JAMES WAKIBIA / SOPA IMAGES / LIGHTROCKET / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ናኩሩ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ድኳን ዝሽየጥ ዘዕግብ ብርጭቕ [ሓብሓብ]

ምንጪ ስእሊ, KODY MCGREGOR / WORLD SURF LEAGUE / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሰርፊን