ስእሊ፡ ሓድሽ ዓመት 2025 ኣብ መላእ ዓለም ብድምቀት ተኸቢሩ

ምንጪ ስእሊ, SAEED KHAN/AFP

መግለጺ ስእሊ, ከተማ ሲድኒ ኣውስትራልያ
ንባብ: 1 ደቓይቕ

ዓለም ን2024 ክትፋነዋን ን2025 ድማ ብሪችት፣ ምርኢትን ብጸሎትን ተቐቢላ።

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት ነቲ ሓድሽ ዓመት ከመይ ከም ዝተቐበልዎ ብስእሊ እንሆ፤

ምንጪ ስእሊ, ADEK BERRY/AFP

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ቻይና ሺ ዢንፒን ቅድሚ እቲ ኣብ በይጂን ዝተኻየደ ጽምብል መደረ ኣስሚዑ

ምንጪ ስእሊ, VCG via Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ቻይና ከተማ ጂሊን ን2025 ንምቕባል ዝተኻየደ ምርኢት ርቺት

ምንጪ ስእሊ, RITCHIE B TONGO/EPA

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ታይዋን ታይፐ ዝተኻየደ ምርኢት

ምንጪ ስእሊ, Suhaimi Abdullah/Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሲንጋፖር ዝተኻየደ ምርኢት

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ብራዚል ከተማ ዲጀነሮ ዝተኻየደ ምርኢት

ምንጪ ስእሊ, PA Media

መግለጺ ስእሊ, ከተማ ለንደን