How do I... :1 واحد
انتخاب واحد
- 1 How do I...
- 2 Unit 2
- 3 Unit 3
- 4 Unit 4
- 5 Unit 5
- 6 Unit 6
- 7 Unit 7
- 8 Unit 8
- 9 Unit 9
- 10 Unit 10
- 11 Unit 11
- 12 Unit 12
- 13 Unit 13
- 14 Unit 14
- 15 Unit 15
- 16 Unit 16
- 17 Unit 17
- 18 Unit 18
- 19 Unit 19
- 20 Unit 20
- 21 Unit 21
- 22 Unit 22
- 23 Unit 23
- 24 Unit 24
- 25 Unit 25
- 26 Unit 26
- 27 Unit 27
- 28 Unit 28
- 29 Unit 29
- 30 Unit 30
- 31 Unit 31
- 32 Unit 32
- 33 Unit 33
- 34 Unit 34
- 35 Unit 35
- 36 Unit 36
- 37 Unit 37
- 38 Unit 38
- 39 Unit 39
- 40 Unit 40
جلسه 9
Listen to find out how to make a phone call in English.
ጽን ኢልኩም ብምሰማዕ: ከመይ ጌርኩም ብእንግሊዘኛ ስልኪ ከም እትድውሉ ተማሃሩ።
تمرین 1
How do I make a phone call?
ነዘን ነገራት ኣብ ስልኪ መን ክብለን ከምዝኽእል ወስኑ- ደዋላይ ወይ ተቀባላይ?
| ደዋላይ | ተቐባሊ |
|
|
Hello?
Hello, is Melissa there, please?
Sorry, she's not here at the moment.
Can I take a message?
It's ok. I'll call back later.
Hello, can I speak to Melissa, please?
Yes. Who’s speaking, please?
It’s Peter.
ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ገምግሙ። ካብኡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ንዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተኽልማርያም በኪት ኢየ፡ ምሳና’ውን ሳም ኣላ።
Sam
Hello, everybody. Welcome!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብዚ ክፋል እዚ፡ ከመይ ጌርኩም ተለፎን ከምትድዉሉ ክትማሃሩ ኢኹም። ነዞም ክልተ ሰባት ኣብ ተለፎን ዝዘራረቡ ዘሎዉ ንስማዕ። ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ፡ መታን ክትርድእዎ ክንሕግዘኩም ኢና። ንሕጂ ግን ደዋሊ፡ ማለት ፒተር ናብ መን ይድዉል ከምዘሎን ይዛረባዶ ኣይዛረባን ስሞዑ።
Melissa’s mother
Hello?
Peter
Hello, is Melissa there, please? It’s Peter.
Melissa’s mother
Sorry, she's not here at the moment. Can I take a message?
Peter
It's ok. I'll call back later.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰሚዕኩማዶ? ፒተር ንመለይ ይድውለላ ኣሎ እንተኾነ ግን ይዛረባ የለን። ሳም ኣብ ተለፎን ዝዘራረበሎም ቃላት’ዶ ከንርኢ?
Sam
Good idea!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ስለዚ፡ ፈለማ ፒተር ንኣደ መለይ፡ መለይ ኣብ ገዛ እንተለያ ሓቲትዋ፡ ‘Is Melissa there, please?’
Sam
Yes, we make this question with ‘is’, the person’s name, and ‘there’. Let’s practise it together! Repeat after me:
Is Melissa there, please?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ድማ ከመይ ጌይሩ ፒተር ንነብሱ ከምዘላሊ ንስማዕ። ‘I am Peter’ ድዩ ዝብል ወይስ ‘it is Peter’?
It’s Peter.
Sam
He says ‘It’s’.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እወ፡ እዚ ኣብ ተሌፎን ክንዛረብ እንከለና ንጥቀመሉ እዩ። ንነብስና ከነላሊ እንከለና ግን ‘I am…’ ወይ ድማ ‘My name is…’ ንብል።
Sam
…But on the telephone, ‘it’s’.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ደጊምና ኣደ መለይ እንታይ ከም ዝበለት ንስማዕ። ክትሕግዞ ትደሊ’ዶ ትኸውን?
Sorry, she's not here at the moment. Can I take a message?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እወ፡ መልእኽቲ ክትሐድግ ‘take a message’ ኢላ ሓተተቶ። ‘Can I…’ ምስ ግሲ ‘take’ ተጠቂማ።
Sam
But what did Melissa’s mother say before that?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ትሓዘለይ ‘sorry’ ኣብዚ የላን ‘she’s not here at the moment’። ደጊምና ናይ ፒተር መልሲ ንከታተል። መልእኽቲ ገዲፉዶ ኣይገደፈን።
It's ok. I'll call back later.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
መልእኽቲ ኣይሓደገን። ዳሓን እዩ ‘it is ok’ ኢሉ መሊሱላ፡ ብኻልእ ኣዘራርባ ኣይደልን እየ ማለት እዩ። ካልእ ግዜ ክድዉል እየ ‘I will call back later’ ኢሉ። እዛ ምሉእ ሓሳብ ብክልተ ቃላት ማለት ‘I’ ከምኡ’ውን ‘will’ ዝቖመት እያ። ክልቲኣን ድማ ‘I’ll’ ዝብል ድምጺ የስምዓ፡ ግሲ ድማ ይስዕብ ማለት ‘call back’።
Sam
Let’s practise all together! Repeat after me:
I’ll call back later.
Now it’s time for you to have some practice!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እወ፡ ተሌፎን ትድዉሉ ከም ዘሎኹም ጌርኩም ሕሰቡ። ንነብሱኹም ከመይ ጌርኩም ተላልዩ? ‘I’m’ ከምዘይኮነ ኣይትረስዑ፡ ስምኩም ተጠቀሙ። ዳሕራይ ሳም ብስማ ጌራ ክትዛረብ ክትሰምዕዋ ኢኹም።
Sam
It’s Sam.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ፡ ንመሊሳ ተሌፎን ትድዉሉላ ኣሎኹም እንተኾነ ትምልስ የላን። እንታይ ዓይነት ሕቶ ምሐተትኩም? ጽኒሕ ኢላ ሳም ክትነግረኩም እያ።
Sam
Is Melissa there, please?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Good! ሕጂ መልሲ ናይ ሕቶኹም ስምዑ።
Sorry, she's not here at the moment. Can I take a message?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣይፋልን፡ የቐንየለይ ኢልኩም ዳሕራይ ክትድውሉ እንተኾንኩም እንታይ ትምልሱ። እቲ ቀዳምይ ክፋል ብ ‘it’s’ ይጅምር እቲ ካልኣይ ክፋል ድማ ‘I’ll’ ይጅምር። ጽንሕ ኢልኩም ካብ ሳም ክትሰምዑ ኢኹም።
Sam
It's ok. I'll call back later.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Great! ሕጂ ተሌፎን ብኸመይ ከምትድውሉ ተማሂርኩም ኣለኩም።
Sam
Yes, congratulations! Please join us next week for another episode of How do I… Bye!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Bye!
Learn more!
1. ክልተ ኣማራጺታት እነሆ፡
ሐደ ሰብ ተለፎኖኑ እንተዘይ ኣልዒሉ ከመይ ጌይረ ክዛረቦ ይኽእል ኢለ’ዶ ክሐትት ይኽእል?
Is ______ there, please?
Can I speak to ______, please?
2. ነዛ ሕቶ ክልተ ከጓንፋ ዝኽእላ ግብረመልሲ እንታዎት ኢየን።
እቲ ሰብ እንተዘየለ ‘He/She’s not here at the moment’ ክትበሃሉ ኢኹም።
እቲ ሰብ እንተሎ ‘Who’s speaking?’ ወይ ‘Who’s calling?’ ክትሕተቱ ኢኹም።
3. ንነብስና ብቴለፎን ከነላሊ እንከለና ‘I’m ____’ ወይ ‘My name’s _____’ ክንጥቀም ንኽእል’ዶ?
እዘን እተን ቐኑዓት መንገዲታት ንነብስና ንካልእ ሰብ ከነላኪ እንከለና ንጥቀመለን ኢየን፤ እንተኾነ ግን መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ቴለፎን It’s ______’ ንጥቀም።
4. ‘Can’ ብጣዕሚ ኣድላይት ቃል እያ፡ ከምኡ’ውን ዝተፈላለየ ትርጉም ኣለዋ።
ክንሓትት እንከለና ክንጥቀመላ ንኽእል፡ ከም 'Can I speak to ______, please?' ሓሳብ ክንህብ እንከለና’ውን ክንጥቀመላ ንኽእል 'Can I take a message?' ኣሰራርዓ ናይዞም ሕቶ ልክዕ ሓደ’ዩ፡ ‘Can I...’+ ግሲ።
ከመይ ጌርና ስልኪ ንድውል?
3 Questions
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ብ‘can’ ወይውን ብ ‘is’ ክትጅምሩ ትኽእሉ።Question 1 of 3
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ክልተ ቕኑዓት ኣማራጺታት ኣለዋ፡ ሓደ: እወ ወይ ኣይፋልን ይበል።Question 2 of 3
‘Can I speak to ______, please’?
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ካብ ገጽ ንገጽ ምዝራብ ብተሌፎን ምዝራብ ዝተፈልየ ኢዩ።Question 3 of 3
‘Who’s speaking, please?’
Excellent! آفرین! نمره شما Bad luck! :
‘Can I speak to ______, please’?
‘Who’s speaking, please?’
Who’s speaking, please? Join the conversation on our Facebook group!
ኣብ ዝርርብ ፈይስ ቡክና ተጸንበሩ።
Join us for our next episode of How do I… when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ How do I…, ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዝኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።
واژه های تازه این جلسه
Hello?
ሰላም
Hello, is ______ there, please?
ሰላም፡ ______ ኣሎ’ዶ በጃኻ?
Sorry, he/she's not here at the moment.
ኣይፋልን፡ ሕጂ ኣብዚ የለን/የላን።
Can I take a message?
መልእኽቲ ክቕበለካ’ዶ?
It's ok. I'll call back later.
ደሐን፡ ደሐር ክድውል እየ።
Hello, can I speak to _______, please?
ሰላም _______ ክዛረቦ ይኽእል’ዶ በጃኻ?
Yes. Who’s speaking, please?
እወ፡ መን ክብል?
It’s ______.
ኣነ______