How do I... :1 واحد
انتخاب واحد
- 1 How do I...
- 2 Unit 2
- 3 Unit 3
- 4 Unit 4
- 5 Unit 5
- 6 Unit 6
- 7 Unit 7
- 8 Unit 8
- 9 Unit 9
- 10 Unit 10
- 11 Unit 11
- 12 Unit 12
- 13 Unit 13
- 14 Unit 14
- 15 Unit 15
- 16 Unit 16
- 17 Unit 17
- 18 Unit 18
- 19 Unit 19
- 20 Unit 20
- 21 Unit 21
- 22 Unit 22
- 23 Unit 23
- 24 Unit 24
- 25 Unit 25
- 26 Unit 26
- 27 Unit 27
- 28 Unit 28
- 29 Unit 29
- 30 Unit 30
- 31 Unit 31
- 32 Unit 32
- 33 Unit 33
- 34 Unit 34
- 35 Unit 35
- 36 Unit 36
- 37 Unit 37
- 38 Unit 38
- 39 Unit 39
- 40 Unit 40
جلسه 4
Listen to find out how to talk about your habits.
ብዛዕባ ልምድታትካ ብኸመይ ክትዛረብ ከምዘለካ ንምፍላጥ ጽን ኢልካ ስማዕ።
تمرین 1
How do I talk about my habits?
Listen to find out how to talk about your habits.
ብዛዕባ ልምድታትኩም ንምዝራብ ብኸመይ ከምእትዛረቡ ንምፍላጥ ጽን ኢልኩም ስምዑ።
መልስኹም ንምርግጋጽ ስምዑ። ቀጺልኩም ምስዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተክልማርያም በኪት ኢየ፡ ምሳና'ውን ሾን ኣላ።
Sian
Hi, everybody!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብዚ መደብ እዚ ብዛዕባ ልምድታትኩም እትዛረቡሉ ዝተፈላለየ ኣገባባት ክንመሃር ኢና። ነዞም ዝስዕቡ ሰባት ክንደይ ሳዕ ኣካላዊ ምቕስቃስ 'exercise' ከም ዝገብሩ ብምስማዕ ንጀምር።እንተዘይተረዲኡኩም ኣይትሸገሩ፤ ድሓር ክንሕግዘኩም ኢና። ንሕጂ፡ ግን መን ዝያዳ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከም ዝገብር ወስኑ።
I exercise once or twice a week.
I exercise every day.
I never exercise.
I hardly ever exercise.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር፡ መዓልታዊ እቲ ካልኣይ ተዛራቢ ዝያዳ ኣካላዊ ምንቅስቃስ የዘውትር።
So, Sian, shall we look at the language we can use to talk about habits?
Sian
Yes, so first we can see that they all used the present simple tense – so this is how we usually talk about habits.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር፡ ብዛዕባ ልምድታት ክንዛረብ እንከለና፡ ህልው ግዜ ንጥቀም። ንሓደ ነገር ክንደይ ግዜ ከም እትደጋግሞ ንምዝራብ ዘኽእል ተወሳኺ ግሲ'ውን ንጥቀም። ነዚ ሰብ እዚ ደጊምና ንስምዓዮ- ኣየናይ ተወሳኺ ግሲ ይጥቀም?
I never exercise.
Sian
Ok, so they use the adverb 'never' which means 'not at any time'. And the opposite of 'never' is 'always' – this means 'at all times'.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቦታ ናይቲ ተወሳኺ ግሲ ኣበይ ምዃኑ ኣስተውዒልኩም'ዶ? ኣብ መንጎ በዓል ቤትን ግሲ ይኣቱ። 'I never exercise', 'I always exercise'.
Sian
But can you remember the adverb that you heard to mean 'almost never'? Let's listen again to find out.
I hardly ever exercise.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ፡ ስለዚ 'hardly ever' ከኣ ንዝኾነ ነገር ጌርናዮ ዘንፈልጥ ክንዛረብ እንከለና ንጥቀመሉ።
Sian
Repeat after me.
…hardly ever…
I hardly ever exercise.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ካልኦት ተወሰኽቲ ግስታት ክንጥቀም ንኽእል። ከም በዓል 'sometimes' ማለት 'ሓደ ሓደ ግዜን 'often' መብዛሕትኡ እዋን ዝብሉ ክንጥቀም ንኽእል።
Sian
And they also go between the subject and the verb. Let's practise the pronunciation. Repeat after me:
I sometimes exercise.
I often exercise.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብዛዕባ እተን ገለ እንገብረለን መዓልታት ብዝያዳ ከነነጽረን ንኽእል፡ ኣይኮነን ድዩ?
Sian
Yes, so if you do something all the days of the week, you can use 'every day' but, careful, the position of this is different. Where does it go? Let's listen again.
I exercise every day.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ስለዚ 'ኩሉ መዓልቲ' ድሕሪ ግሲ ይመጽእ። ከምዚ ዝስዕብ ጌይርና እውን ኣብ መጀመርያ ናይቲ ምሉእ ሓሳብ ከነእትዎ ንኽእል። 'Every day I do exercise'.
Sian
But if you want to say that you do something one time or two times a week we use 'once a week' or 'twice a week'. Let's practise the pronunciation. Repeat after me.
…once a week…
…twice a week…
I exercise twice a week.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ከምኡ'ውን ካብ ሓደ ግዜ ንላዕሊ እንተኾይኑ - 'once' ወይ ክልተ ግዜ - 'twice' ኣብ ሰሙን ክንብል ንኽእል። ነቲ ቑጽሪ ረቊሕና 'ብግዜ' ይስዕብ። ስለዚ ኣብ ሰሙን 5 ግዜ ይኸውን፡
I exercise five times a week.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ብዛዕባ ልምድታት እዚ ኩሉ ኣገባብ ኣዘራርባ ተማሂርኩም ኣሎኹም። ሕጂ ናይ ልምምድ ግዜ ኢዩ።
ዓርክኹም ክንደይ ግዜ ቋንቋ እንግሊዝ ከም እተጽንዑ ከም ዝሓተኩም ጌርኩም ሕሰቡ። ቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከም እተጽንዑ ንገርዎ። ድሒርኩም ከኣ ንምውድዳር ዝኣክል ናይ ሾን መልሲ ክትሰምዑ ኢኹም።
Sian
I study English three times a week.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ተመሳሳሊ'ዶ ኢልኩም? ሕጂ ዓርክኹም ክንደይ ግዜ ቡን ከም እትሰትዩ ክፈልጥ ይደሊ ኣሎ። ፈጺምኩም ከም ዘይትሰትዩ ንገርዎ። ቦታ ናይቲ ተወሳኺ ግሲ ዘክርዎ!
Sian
I hardly ever drink coffee.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ተመሳሳሊ'ዶ ኢልኩም?
Sian
Well done! Hopefully you always study English with us! Bye, everyone!
Learn more!
1) ብእንግሊዝ ብዛዕባ ልምድታትና ክንዛረብ እንታይ ዓይነት ግስታት ንጥቀም፧
ህሉው ግዚያት ንጥቀም።
- I eat rice every day.
2) ነገራት ብስሩዕ ኣብ እንገብረሉ ኣየኖት ሓገዝቲ ግስታት ንጥቀም፧
ነዞም ናይ ልሙድ ሓገዝቲ ግስታት ክንጥቀም ንኽእል። ንሳቶም ብልሙድ ኣብ ምሉእ ሓሳባት ኣብ መንጎ በዓል ቤትን ግስን ንጥቀመሉ።
- I never eat fast food
- I often read in bed.
- I hardly ever eat chocolate.
3) ንሓደ ነገረ ክንደይ ሳዕ ከም ዝገብሮ ብኸመይ ክዛረብ እኽእል?
ንሓደ ነገር መዓልታዊ እንተገረዮ፡ 'every day' ዝብል ሓረግ ኸጥቀም እኽእል። እዚ ሓረግ ኣብ መጀመርታ ወይ ኣብ መወዳእታ እቲ ምሉእ ሓሳብ ከመጽ ይኽእል።
- I have a shower every day.
ንሓደ ነገር ኣብ ሰሙን ክንደይ ሳዕ ከም እትገብሮ ክትዛረብ ምስ እትደሊ፡ ግዜ ጠቂስና ብ 'times a week' ይስዕብ።
ኣስተውዕሉ፡ ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ እንተኾይኑ 'once a week'፡ ክልተ ግዜ እንተኾይኑ 'twice a week' ንጥቀም። ናብ 'month', 'year' ወይ ድማ 'day' ክትቕይርዎ ትኽእሉ።
- I play football once a week.
- I go to the cinema three times a month.
- I eat out twice a month.
ብዛዕባ ልምድታተይ ብኸመይ ይዛረብ?
3 Questions
Complete the gaps in these sentences.
ኣብዚ ምሉእ ሓሳባት ነቲ ዝጎደለ መልኡ።
Help
تمرین
Complete the gaps in these sentences.
ኣብዚ ምሉእ ሓሳባት ነቲ ዝጎደለ መልኡ።
Hint
ኣብ ምሉእ ሓሳብ፡ ብዛዕባ ልምድታት ክንዛረብ እንከለና ኣየናይ ግዝያት ከም እንጥቀምን፡ እቲ ተውሳኺ ግሲ ኣበይ ከም ዝኸይድን ክትዝክሩ’ዶ ትኽእሉ፧Question 1 of 3
Help
تمرین
Complete the gaps in these sentences.
ኣብዚ ምሉእ ሓሳባት ነቲ ዝጎደለ መልኡ።
Hint
ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ንእንገብሮ ነገር ኣየናይ ሓረግ ንጥቀም፧Question 2 of 3
Help
تمرین
Complete the gaps in these sentences.
ኣብዚ ምሉእ ሓሳባት ነቲ ዝጎደለ መልኡ።
Hint
ዳርጋ ፍጹም ንምባል ኣየናይ ናይ ምድግጋም ተወሳኺ ግሲ ንጥቀም፧Question 3 of 3
Excellent! آفرین! نمره شما Bad luck! :
Come to our Facebook group and tell us how often you study English.
ኣብ ፈይስቡክና ብምምጻእ፡ ክንደይ ሳዕ እንግሊዝኛ ከም ተጽንዑ ኣካፍሉና።
Join us for our next episode of How do I…, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል How do I…, መደብ ብዙሕ ጠቓሚ ቋንቋ እንመሃረሉን ናይ ምስማዕ ብቕዓትኩም ትለማመዱሉን መደብ የራኽበና።
واژه های تازه این جلسه
always
ኩሉ ግዜoften
ብዙሕ ግዜsometimes
ሓደ ሓድ ግዜhardly ever
ወትሩ ሳሕቲ ግዜnever
ፍጹምonce
ሓደ ግዜtwice
ክልተ ግዜthree times
ሰለስተ ግዜ