유닛 1: Essential English Conversation
유닛 고르세요
- 1 Essential English Conversation
- 2 Essential English Conversation
- 3 Unit 3
- 4 Unit 4
- 5 Unit 5
- 6 Unit 6
- 7 Unit 7
- 8 Unit 8
- 9 Unit 9
- 10 Unit 10
- 11 Unit 11
- 12 Unit 12
- 13 Unit 13
- 14 Unit 14
- 15 Unit 15
- 16 Unit 16
- 17 Unit 17
- 18 Unit 18
- 19 Unit 19
- 20 Unit 20
- 21 Unit 21
- 22 Unit 22
- 23 Unit 23
- 24 Unit 24
- 25 Unit 25
- 26 Unit 26
- 27 Unit 27
- 28 Unit 28
- 29 Unit 29
- 30 Unit 30
- 31 Unit 31
- 32 Unit 32
- 33 Unit 33
- 34 Unit 34
- 35 Unit 35
- 36 Unit 36
- 37 Unit 37
- 38 Unit 38
- 39 Unit 39
- 40 Unit 40
세션 12
Listen to find out how to talk and ask about people’s extended families.
ንሓደ ሰብ ናይ ቀረባ ኣዝማድ እንተ ኣሎዎ ከመይ ኢልኩም ከም እትውከስዎ ንምፍላጥ ስምዑ።
세션 12 점수
0 / 5
- 0 / 5엑티비티 1
엑티비티 1
Extended family
Listen to find out how to talk and ask about people’s extended families.
ንሐደ ሰብ ናይ ቀረባ ኣዝማድ እንተለዎም ዀይኑ ብከመይ ኣገባብ ከም እትውከሱዎም ስምዑ።
Listen to the audio and take the quiz. ነዚ ኦድዮ ብምስማዕ ፈተና ዉሰዱ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም እንቋዕ ብድሓን ናብ መደብ Essential English Conversation መጻእኩም። እዚ ንተምሃሮ ቋንቋ እንግሊዘኛ ኣዝዩ ኣድላዪ ዝዀነ መደብ’ዩ። ኣነ ተመስገን እበሃል፡ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ብዛዕባ ቀረባ ኣዝማድኩም ንኸተዕልሉ እትኽእልሉ ኣገባብ ክትመሃሩ ኢኹም።
ሕጂ ክልተ ሰባት ብዛዕባ ኣዝማዶም ዝገበሩዎ ዕላል ንስማዕ።
Julie
How many cousins do you have?
Chris
I have eleven cousins. How about you?
Julie
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ዝኸብድ እንተ መሲሉ፡ ኣይትሻቐሉ። ነዚ ናይ ክልቲኦም ዕላል ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱሉ ክንሕግዘኩም ኢና። ‘Cousin’ ዝብል ቃል ካብ ሓወቦ፡ ኣሞ፡ ኣኮ ከምኡ’ዉን ሓትኖ ንዝዉለዱ ዝገልጽ ቃል’ዩ። ንኽጥዕመና፡ ካብዚ ቀጺልና ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኢልና ክንጽዉዖም ኢና።
ብመጀመርታ ጁሊ ን ክሪስ ክንደይ ናይ ቀረባ-ኣዝማድ ኣሎዉኻ ኢላ ሓቲታቶ። ‘How many cousins do you have?’ እዛ ሕቶ፡ ብዛዕባ ካልኦት ኣባላት ቤት-ሰብ ንምዉካስ’ውን ክንጥቀመላ ንኽእል ኢና። ኣስማት ናይ ዝተፈላለውዩ ኣባላት መቕርብኩም ሰሚዕኩም ድገሙ።
ኣባሓጎ
grandfather
እኖሓጎ
grandmother
ኣሞ ወይ ሓትኖ
aunt
ሓወቦ ወይ ኣኮ
uncle
ወዲ-ሓዊ ወይ ወዲ-ሓብቲ
nephew
ጓል-ሓዊ ወይ ጓል-ሓብቲ
niece
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
‘ክንደይ ዝኣኽሉ መቕርብ ኣሎዉኹም?’ ዚብል ሕቶ ሰሚዕኩም ድገሙ።
How many cousins do you have?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክሪስ ከምዚ ኢሉ መሊሱ - ‘ኣነ ዓሰርተ-ሓደ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣሎዉኒ’ ‘I have eleven cousins’. ኣስዒቡ ድማ ‘ንስኺ’ኸ?’ ኢሉ ሓቲቱዋ ‘How about you?’ ነዚ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገሙ።
I have eleven cousins.
How about you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጁሊ ከምዚ ኢላ ንክሪስ መልሲ ሂባቶ፡ ‘ኣነ ኣርባዕተ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣሎዉኒ’ ‘I have four cousins.’ ነቲ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገሙ።
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ሕጂ ንመልሲታትኩም ምስ ካልኦት ሰባት ብዛዕባ መቕርቦም ዝሃቡዎ መልስታት ንምንጽጻር ስምዑ።
How many aunts and uncles do you have?
I have two aunts and three uncles. How about you?
I have five aunts and two uncles.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ደጊምና ንፈትን። ነቶም ምሉኣት ሓሳባት እንግሊዘኛ ሰሚዕኩም ድገምዎም። ንኹሎም ሓንሳእ ክንሰምዕዎም ኢና።
How many cousins do you have?
I have eleven cousins.
How about you?
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ካብዚ ዝተማሃርኩምዎ ክንደይ ከም እትዝክሩ እስከ ንርአ። ነቶም ሓረጋት ብቋንቋኹም ምስ ሰማዕኩም ናብ እንግሊዘኛ ተርጕምኩም ኣቕርቡዎም።
ክንደይ ዝኾኑ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣለውኹም?
How many cousins do you have?
ኣነ ዓሰርተ-ሓደ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣለዉኒ።
I have eleven cousins.
ንስኺ’ኸ?
How about you?
ኣነ ኣርባዕተ ኣለዉኒ።
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ! ሕጂ ንሰባት ክንደይ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ከም ዘሎዎም ክትሓቱዎም ትኽእሉ። ንጁሊ መልሲ ብምሃብ ተለማማዱ። ‘ክንደይ ዝኣኽሉ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ኣሎዉኺ?’ ኢልኩም ምሕታት ኣይትረስዑ።
How many cousins do you have?
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ሕጂ ነቲ ዝነበረ ዕላል ብምልኡ ብምስማዕ ዘቕረብኩምዎም መልስታት ደጊምኩም ስምዑዎም።
Julie
How many cousins do you have?
Chris
I have eleven cousins. How about you?
Julie
I have four cousins.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ ስራሕ! ሕጂ’ምበኣር ንሰባት ክንደይ ናይ ቀረባ ኣዝማድ፡ ከምኡ’ውን ሓወቦታት፡ ሓትነታት፡ ኣኮታት፡ ኣሞታት ከም ዘለዉዎም ክትውከሱዎም ትኽእሉ። ዝተማሃርኩምዎ ደጋጊምኩም ምልምማድ ኣይትረስዑ። ምስ መሓዙትኩም ኴንኩም ብእንግሊዘኛ ‘how many…do you have?’ ‘ክንደይ . . . ኣሎኩም?’ ብምባል ተለማመዱ።
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English Conversation ክሳብ ንራኽብ ሰሰናዩ። Bye!
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ነቲ ቅኑዕ መልሲ ብምምራጽ ንዝተመሃርኩምዎ ገምግሙ።
Extended family
5 Questions
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Excellent! Great job! 네 안타깝군요 이번 점수입니다:
Extended family
5 Questions
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Question 1 of 5
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Question 2 of 5
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Question 3 of 5
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Question 4 of 5
도움
엑티비티
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
힌트
'Uncle, grandfather & nephew' ደቂ-ተባዕትዮ ክዀኑ ከለዉ 'aunt' ኸኣ ጓል ኣንስተይቲ’ያ። ብቋንቋ እንግሊዘኛ 'Cousin' ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ክኸውን ይኽእል።Question 5 of 5
Excellent! Great job! 네 안타깝군요 이번 점수입니다:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝስዕብ መደብ Essential English ኣጠቓቕማ ቋንቋን ናይ ምስማዕ ክእለትኩም እተማዕብሉሉን ትምህርቲ ሒዝና ክንቀርብ ኢና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
Session Vocabulary
How many ______ do you have?
ክንደይ ______ ኣለውኹም?
cousins
ደቂ ሓትኖ፡ ደቂ’ኮ፡ ደቂ ሓወቦ፡ ደቂ’ሞ
grandfather
ኣባሓጎ
grandmother
እኖሓጎ
aunt
ሓትኖ፡ ኣሞ
uncle
ኣኮ፡ ሓወቦ
nephew
ወዲ ሓው፡ ወዲ ሓብቲ
niece
ጓል ሓው፡ ጓል ሓብቲ