እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ናይ መጻኢ ወለዶ ቀረብ ማይ እትጥቀም ዘላ ጆርዳን
ብሰንኪ ምቅይያር ጸባይ ኩነታት ኣየር [ክሊማዊ ለውጢ]፡ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ መጠን ዋዒ ኣዕርዩ ይዛይድ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ። ጆርዳን ካብቶም ብሕጽረት ማይ ዝሳቐያ ዘለዋ ሃገራት ሓንቲ እያ።