እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቃለ-መሕትት ምስ ድምጻዊ ተስፋኣለም ኣረፋይነ (ቆርጫጭ)
"በጺሕዋ'ሎ 'እቲ ልዑል ጎይታ
ኣለኹ ኢሉ ጸሪጉ ንብዓታ
ባሕሪ'ኳ ወፊሩ ዝምለስየ
ንኺድ ንዓድና ንመለስየ"
እዚ ሓጺር ግጥሚ ካብ ናይ ድምጻዊ ተስፋኣለም ኣረፋይነ (ቆርጫጭ) 'ጥዑም ወረ' ዝብል ድርፊ ዝተወሰደ እዩ። ምስ ኣክሊሉ ጸጋይ ሓጺር ዕላል ገይሩ'ሎ።