እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሩስያውያን ስሓቕ ይምሃሩ’ለው
ክትስሓቕ ከለኻ ክንደይ ኣስናንካ’ዩ ክረአ ዘለዎ? እቲ መልሲ ካብ 8 ክሳብ 12። ኣብ ሩስያ ቅድሚ ዋንጫ ዓለም ምጅማሩ ንሰራሕተኛታት መንገዲ ባቡርን ሓለፍቲ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ከመይ ከምዝስሓቕን ፍሽኽ ከምዝብሃልን ትምህርቲ ይውሃብ ኣሎ።