እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ኣፍጋኒስታን ቅልውላው ሰብኣዊ ረድኤት ይጋደድ ኣሎ
ጣሊባን ንኣፍጋኒስታን ኣብ ትሕቲ ምሉእ ቁጽጽሩ ምስ ኣእተወ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዝዛየደ ኣፍጋናውያን ተዛሪቦም። ብፍላይ ብዋሕዲ መግቢ ዝተጠቕዑ ህጻናት ይበዝሑ ምህላዎም ሰብ ሞያ ጥዕና ኣረጋጊጾም።