እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ግዜ ቁልዕነት ጽሕፍቶ ደቂ ሰባት ዝውስን ኣገዳሲ ዕድመ እዩ" ዶክተር ሜሮን
ዶ/ር ሜሮን ናይ ዶክትሬት ዲግሪ ትምህርታ ኣብ ሃገረ ጀርመን እያ ተኸታቲላ። ግዜ ቁልዕነት፡ ጽሕፍቶ ደቂ ሰባት ዝውሰነሉ ወርቃዊ ዕድመ ስለዝኾነ ንግዜ ቁልዕነታ ፍሉይ ቦታ ከምዘለዋ እያ እትገልጽ። እኽእል እየ ኢልካ ምእማን መሰረት ኩሉ ዓወት ከምዝኾነ እያ እትኣምን።