ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምስሊ

ዓመት መጸ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሎሚ ኣብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ካብ ህጻናት ክሳዕ ዓበይቲ ባህላዊ ክዳውንቲ ብምልባስ ብዝማረ የድምቕዎ። ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣከባብራ እቲ በዓል ብዝምልከት ካብ ዝተዘርግሑ ስእልታት ገለ እነሆ።

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, @hawelti

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, Anadolu Agency

መግለጺ ስእሊ, ዘማርቲ ኣብ ኣዲስ አበባ ቦሌ መድኃኔዓለም ቤተክርስቲያን

ምንጪ ስእሊ, AA Mayor Office

መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ አበባ

ምንጪ ስእሊ, AA Mayor Office

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ አበባ

ምንጪ ስእሊ, AMC

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ባሕር ዳር

ምንጪ ስእሊ, Amhara Communication

መግለጺ ስእሊ, አከባብራ ጥምቀት ኣብ ከተማ ከሚሴ