ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ዓዲግራት

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ምስንዳእ ኣብ ዝኽበር በዓል መስቀል 2012 ዓ/ም፡ ስፖርታዊ ውድድራት፣ ንግዳዊ ምርኢት፣ ጉያ፣ ባህላዊ ምርኢት፣ ዓኩኽ ዓኾኻይ፣ ምድላው ሙዚቃ፣ ዳሜራን ካልኦት ንቲ ድሮ በዓል ዘድምቑ ምስንዳእን ቀሪቦምን።

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ሽግ ዘብርሁ መናእሰይ
መግለጺ ስእሊ, ነባሪት ኣፅቢ ወ/ሮ ፍረወይኒ ካሕሳይ ካብ ወላዲኣ ዝተረከበተ 90 ዓመት ዘቑፀረ ኣገልግል
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ዝነድድ ዳሜራ፤ ኣዲስ ኣበባ
መግለጺ ስእሊ, ምርኢት ባህሊ
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ መሳርሑ ሙዚቃ፡ ጥሩንባ በዓላት ንምድማቕ ይጠቅም
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ሳዕስዒትን ብሄረሰብ ኩናማ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ በዓል መስቀል ዝቐርብ ሜስ ዓጋመ
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ስዕስዒት ራዮቶት
መግለጺ ስእሊ, ንምርኢት ዝቐረቡ ገለ ካብ መንጎ ስፈታት ትግራይ
መግለጺ ስእሊ, ባህሊ ኢሮብ (ሳሆ)
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ኣቑሑት ገዛ ኣብ ሃገረሰብ ፡ ለቖታ፣ አገልግል፣ ሚሐን ሰፍእን
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ባህርዳር በገና ዝሓዘት ቆልዓ
መግለጺ ስእሊ, ናውቲ ማሕረስ ትግራይ