“[በለስ] ክመጽእ እንከሎ ዓሿኽ [ኣሿኽ] ኣይነበረን"

መግለጺ ቪድዮ, “[በለስ] ክመጽእ እንከሎ ዓሿኽ ኣይነበረን"

በለስ ናብ ዓዲ ኢሮብ ዝኣተወሉ 7 ትውልዲ ከምዘቑጸረ ቢቢሲ ዘዘራረቦም ነበርቲ ወረዳ ኢሮብ ገሊጾም። ፈረንጂ ከምዘምጽኦ ድማ እዩ ዝንገር።