ኣከባብራ ብርሃነ መስቀል ትግራይ ብስእሊ

መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት በብዓመቱ ብድምቀት ዝኽበር ዓብይ ሃይማኖታዊ በዓል እዩ። ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ኣክሱም፣ ዓድግራትን መቐለን እንታይ ይመስል። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታትና ዝረኸብናዮም ስእልታት ብርሃነ መስቀል እነሆ።

ምንጪ ስእሊ, WEDI ADI KILTE

መግለጺ ስእሊ, ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስቲያን ኣኸሱም ፅዮን ኣብ ከተማ ኣክሱም፡ በዓል መስቀል እናኽበሩ

ምንጪ ስእሊ, BEREKET SOLOMON

መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላዩ ከባብታት ዝመፅኡ ሰባት ኣብ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል እንተኽብሩ

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ፡ በገና ዝድርድሩ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን መዘምራን

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ይኽበር ኣብ ዘሎ በዓል መስቀል፡ ባህላዊ ምርኢት ዘርኣዩ ፈረሰኛታት ዓድግራት

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ኣከባብራ በዓል መስቀል፡ መራሒ ሃይማኖት (ቀሺ)፡ ንተሳታፊት እቲ በዓል ጠስሚ እንትለኽዩ

ምንጪ ስእሊ, BEREKET SOLOMON

መግለጺ ስእሊ, መናእሰይ ከተማ መቐለን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዝመፅኡ ኣጋይሽን፡ ድሮ በዓል መስቀል፡ ደመራ ናብ ዝኽበረሉ ጎቦ ጮምዓሽግ ሒዞም እንትድይቡ

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል መዘምራን ዝማሬ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንትዝምሩ

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ንበዓል መስቀል ዝቐረበ ባህላዊ ምግቢ ጥሕሎ

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ፡ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል ንምኽባር ናይ ተጋደልቲ ክዳን ተኸዲነን ዝመፅኣ ሰገናት

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ንጥሪቶም እንትዕኩኹ

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ድሮ በዓል መስቀል፡ ደመራ መናእሰይ ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ሽግ ባህላዊ ትልሂት እንትለሃዩ

ምንጪ ስእሊ, WEDI ADI KILTE

መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ከምኡ እውን ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስትያን ከተማ ኣክሱም በዓል መስቀል እናኸበሩ