ሌላ ምስ ኣስመራ ብስእሊ

መንግዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ብውግዒ በረራ ካብ ዝጅምር ኣውፈርቲ፡ ጋዜጤኛታት፡ ፖለቲከኛታትን ንብዙሕ ዓመታት ካብ ስድሮም ዝተፈላለዩ ዜጋታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ክራኸቡ ክኢሎም ኣለው።

መግለጺ ስእሊ, ካቴድራል ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ስእሊ ፕርዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፕራይም ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድን ስእሊ ዘለዎ ማልያ ነመሸጣ ዝቐረበ ዱኳን
መግለጺ ስእሊ, "ፍቕር ያሸንፋል" ዝብል ጽሑፍ ዘለዎ ፖስተር ንመሸጣ ዘዳለወት ዱኳን
መግለጺ ስእሊ, ካቴድራል ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ጎዶና ሓርነት ኣስምራ ዝርከብ ባር ኢምፔሮ
መግለጺ ስእሊ, ህንጻ እንዳ ኣባ ሓበሽ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ሎቶሪን ስእልታት ፕረ/ኢሳይያስን ኣብዪ ኣሕመድን ዝሸይጥ ቆልዓ
መግለጺ ስእሊ, ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚኪኤል ጸጸራት ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, መሸጢ ዓሳ ማርካቶ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ጎደና ናቕፋ