ድሙቕ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብስእሊ

ሪፖርተራት ቢቢሲ ካብ ዝወሰዱዎም ስእልታት እነሆ።

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ
መግለጺ ስእሊ, ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጋይሽ ኤርትራ ንምቅባል
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተረኸበት ኣደ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸበት ንእስቲ ማክዳ ወርቁ
መግለጺ ስእሊ, ንኣቀባብላ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ገጻ ትልከይ ዝነበረት መንእሰይ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ካናቴራ ዝተስኣለ ምስሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን

ምንጪ ስእሊ, FITUSM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ልኡኽ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ምድላዉ ዝገበራ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ
መግለጺ ስእሊ, ባንዴራ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቦሌ መዕርፎ ነፈርቲ
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ናብ ኣደባባያት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወጽአ ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ምንጪ ስእሊ, FITUSM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ድሕሪ 20 ኣመት መሬት ኢትዮጵያ እንትረግጽ ንፈለማ እዋን'ዩ
መግለጺ ስእሊ, ነቲ ፕረዚደንት ብዝተፈላለዩ ኣልባሳትን መመለኽዒታትን ዝማዕረጉ ነበርቲ ተቐቢለሞ
መግለጺ ስእሊ, ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘካይዶ ዘሎ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኤምባሲ ዳግም ክኽፈት ትጽቢት ይግበር
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ንምባል ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት፡ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ተረኺቦም
መግለጺ ስእሊ, ኢትዮጵያን ኤርትራን ጀሚረንኦ ዘለዋ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላም ንብዙሓት ተስፋ ሂቡ'ሎ