ስእላዊ መግለጺ ኣቀባብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

መግለጺ ስእሊ, መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ምንጪ ስእሊ, Yemane GM

መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, "እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም"

ምንጪ ስእሊ, Yemane GM

መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉ

ምንጪ ስእሊ, Fitsum Arega

መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጽኡ መንእሰያትን ህጻናትን

ምንጪ ስእሊ, Yemane GM

መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም

እዚ ኣሳእል ካብ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ኢትዮጵያ ኣቶ ፍጹም ኣረጋን ካብ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ተዊተሮም ካብ ዘስፈርዎ ዝተወሰደ'ዩ።