ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለን ጎንደርን

ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝኽበር በዓል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ጎንደር ብድምቀት ከምዝኽበር ይፍለጥ። ኣብቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝመፅኡ ብርክት ዝበሉ ኣጋይሽ ይርከቡ።

መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ
መግለጺ ስእሊ, ባህረ ጥምቀት ኣብ ጎንደር
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለ
መግለጺ ስእሊ, ባህረ ጥመቀት፥ ጎንደር