ኣማኢት ኣሽሓት ዘህድም ዘሎ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኬንያ ዝሃርም ዘሎ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሰፊሕ ዕንወት ኣስዒቡ ይርከብ።
ኣማኢት ኣሽሓት ዘህድም ዘሎ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images