ኣንበጣ ክቡር መግቢ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣንበጣ ክቡር መግቢ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?
ኣንበጣ ክቡር መግቢ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

ኣንበጣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኤስያን ኣመሪካን ክቡር መግቢ ከምዝኾነ’ዩ ዝግለጽ። ሎሚ ሎሚ ድማ ኣብ ኤውሮጳ’ውን እንዳተለመደ ይመጽእ’ሎ።