መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት ብድምቀት ንምብዓል ምሽብሻብ ይውገን ኣሎ

መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት፡ ብዝተፈላለዩ ምስንዳኣት ንምብዓል ፍሉይ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ጎደናታት መቐለ: ብባንዴራታት፣ መብራህትን ጭርሖታትን ማዕሪጎም ይረኣዩ። ሪፖርተርና ኣብ ጎደናታት መቐለ ዝተዓዘቦ ብስእሊ ልኢኹልና።

መግለጺ ስእሊ, ጎደናታት መቐለ: ብባንዴራታት ብጭርሖታትን ማዕሪጎም ይረኣዩ።
መግለጺ ስእሊ, ብርክት ዝበሉ ነጋዶ ነቲ በዓል ተደሪኾም: ካብ ሕብሪ ባንዴራ ትግራይ ተጣቢቦም ዝሰፍይዎም ክዳውንቲ: ሃይሃይታ ዕዳጋ ረኺቡ ኣሎ።
መግለጺ ስእሊ, ጎደናታት መቐለ: ብባንዴራታት ትግራይን ኢትዮጵያን: መብራህትን ጭርሖታትን ማዕሪጎም ይረኣዩ።

መግለጺ ስእሊ, ካብ ሕብሪ ባንዴራ ትግራይ ተጣቢቦም ክዳውንቲ ይሰፍዩ ኣለዉ።
መግለጺ ስእሊ, ብርክት ዝበሉ ነጋዶ ነቲ በዓል ተደሪኾም: ካብ ሕብሪ ባንዴራ ትግራይ ተጣቢቦም ዝሰፍይዎም ክዳውንቲ: ሃይሃይታ ዕዳጋ ረኺቡ ኣሎ።
መግለጺ ስእሊ, ጎደናታት መቐለ: ብባንዴራታት ትግራይን ኢትዮጵያን፣ መብራህትን ጭርሖታትን ማዕሪጎም ይረኣዩ።